ረሱሉላህ ﷺ «ኣላህ ንምድሪ ሬሳ ነብያት ምብላዕ ሓራም ገይሩላ እዩ» ብምባል ሬሳኦም ከም ዘይምሽምሽን መዓልቲ ጁሙዓ ዝንበብ…
ሓፈሻዊ ምደባ: ሰሒሕ (ቅኑዕ)ኩቱብ ኣል-ሲታ: ዝተኻተተዘመነ መዲና
እቲ ጸብጻብ
ረሱሉላህ ﷺ «ኣላህ ንምድሪ ሬሳ ነብያት ምብላዕ ሓራም ገይሩላ እዩ» ብምባል ሬሳኦም ከም ዘይምሽምሽን መዓልቲ ጁሙዓ ዝንበብ ሰላት ናብኦም ከም ዝቐርብን ምሕባሮም።
ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ
ዜና፦ ዘመነ መዲና
ካብዚ ክፋል ተወሳኺ
ካልኦት ተኣምራት
ረሱሉላህ ﷺ «ሰላም ዝብለኒ ሓደ እኳ የለን ኣላህ ነፍሰይ ከይመለሰለይን ሰላሙ ከይተቐበልኩን» ምባሎም።
ረሱሉላህ ﷺ «ሰላም ዝብለኒ ሓደ እኳ የለን ኣላህ ነፍሰይ ከይመለሰለይን ሰላሙ ከይተቐበልኩን» ምባሎም።
ሓሰን (ጽቡቕ)
ካልኦት ተኣምራት
ረሱሉላህ ﷺ «ህይወተይ ንዓኻትኩም ጽቡቕ እዩ፣ ሞተይ እውን ንዓኻትኩም ጽቡቕ እዩ፤ ስራሕኩም ናባይ ይቐርብ፣ ጽቡቕ እንተ… »
ረሱሉላህ ﷺ «ህይወተይ ንዓኻትኩም ጽቡቕ እዩ፣ ሞተይ እውን ንዓኻትኩም ጽቡቕ እዩ፤ ስራሕኩም ናባይ ይቐርብ፣ ጽቡቕ እንተ ኾይኑ ንኣላህ አመስግን፣ ሕማቕ እንተ ኾይኑ ድማ ንዓኻትኩም ምሕረት እልምን» ምባሎም።
ሰሒሕ (ቅኑዕ)
ካልኦት ተኣምራት
ረሱሉላህ ﷺ ንኣቦሓጎ ሰዒድ ኢብን ሙሰየብ ዝኾነ ሓዝን «ንስኻ ሰህል ኢኻ» ብምባል ስሙ ክቕይሩ ምድላዮም፤ ሓዝን «ኣቦይ… »
ረሱሉላህ ﷺ ንኣቦሓጎ ሰዒድ ኢብን ሙሰየብ ዝኾነ ሓዝን «ንስኻ ሰህል ኢኻ» ብምባል ስሙ ክቕይሩ ምድላዮም፤ ሓዝን «ኣቦይ ዝሃበኒ ስም ኣይቅይርን እየ» ምባሉን ሰዒድ «ካብታ መዓልቲ እቲኣ ጀሚሩ ኣብ ስድራና ትሪ (ሑዙነት) ኣይተሳእነን» ምባሉን።
ሰሒሕ (ቅኑዕ)