ካልኦት ተኣምራት

ብሕማም ከም ካንግኡ ዝረገፈ ጫጩት ዑፍ ንዝተረፈ ሓደ ሰሓቢ ኣብ ዝበጽሕዎ እዋን ብጥዕናኡ ከመይ ዱዓ ይገብር ከም ዝነበረ…

ሓፈሻዊ ምደባ: ሰሒሕ (ቅኑዕ)ኩቱብ ኣል-ሲታ: ዝተኻተተዘመነ መዲና
ጸገም ሓብር

እቲ ጸብጻብ

ብሕማም ከም ካንግኡ ዝረገፈ ጫጩት ዑፍ ንዝተረፈ ሓደ ሰሓቢ ኣብ ዝበጽሕዎ እዋን ብጥዕናኡ ከመይ ዱዓ ይገብር ከም ዝነበረ ምሕታቶም፤ «ኣብ ኣኺራ እትህበኒ መቕጻዕቲ ኣብ ዱንያ ሃበኒ» ይብል ከም ዝነበረ ምስ ፈለጡ «ረበና ኣቲና ፊድ-ዱንያ ሓሰነተን…» ዝብል ዱዓ ምምሃሮምን እቲ ሰብኣይ ከም ዝተፈትሐ ጥዑይ ኮይኑ ምትንሳኡን።

ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ

ዘመነ መዲና፣ ዕለቱ ዘይተረጋገጸ

ካብዚ ክፋል ተወሳኺ

ካልኦት ተኣምራት

ጁዛም ሒዝዎ ንዝመጸ ሓሳን ኢብን ዓምር ኣል-ኹዛዒ ረሱሉላህ ﷺ ማይ ሓቲቶም ናብ ውሽጡ ትፍ ብምባል ኣብ ልዕሊኡ ከፍስሶ…

ጁዛም ሒዝዎ ንዝመጸ ሓሳን ኢብን ዓምር ኣል-ኹዛዒ ረሱሉላህ ﷺ ማይ ሓቲቶም ናብ ውሽጡ ትፍ ብምባል ኣብ ልዕሊኡ ከፍስሶ ምንጋሮም፤ ንሱ ምሕዋዩን ህዝቡ ብሙሉኡ ሙስሊም ምዃኑን።

ዳዒፍ (ድኹም)

ካልኦት ተኣምራት

ክበልዕን ክሰቲን ክደሊ ከሎ ሕማም ዝወድቕን ናብ ደረጃ ሞት ዝበጽሐን ብጂን ዝተወቕዐ ቆልዓ ረሱሉላህ ﷺ «ርሓቕ ኦ ጸላኢ… »

ክበልዕን ክሰቲን ክደሊ ከሎ ሕማም ዝወድቕን ናብ ደረጃ ሞት ዝበጽሐን ብጂን ዝተወቕዐ ቆልዓ ረሱሉላህ ﷺ «ርሓቕ ኦ ጸላኢ ኣላህ፣ ኣነ ረሱል ኣላህ እየ» ምስ በልዎ እቲ ሰይጣን ርሒቑ እቲ ቆልዓ ጥዑይ ኮይኑ ምትንሳኡ።

ዳዒፍ (ድኹም)