ረሱሉላህ ﷺ ናብ ዑማን ንኢብኑል-ጁለንዳን ህዝቡን ደብዳበ ክልእኹ ከለዉ «ደብዳበይ ተቐቢሎም ከረጋግጹኒ እዮም፤… »
ሓፈሻዊ ምደባ: ዳዒፍ (ድኹም)ኩቱብ ኣል-ሲታ: ዘይተኻተተዘመነ መካ
እቲ ጸብጻብ
ረሱሉላህ ﷺ ናብ ዑማን ንኢብኑል-ጁለንዳን ህዝቡን ደብዳበ ክልእኹ ከለዉ «ደብዳበይ ተቐቢሎም ከረጋግጹኒ እዮም፤ ኢብኑል-ጁለንዳ ‹ረሱሉላህ ምሳይ ህያብ ሰዲዶም ድዮም?› ኢሉ ክሓተኩም እዩ፣ ‹ኣይፋልን› ክትብልዎ ኢኹም፤ ‹እንተ ዝሰዱ ነይሮም ከምቲ ንደቂ እስራኤልን ንመሲሕን ዝወረደ መኣዲ ምኾነ ነይሩ› ክብል እዩ» ምባሎምን ብትኽክል ከምኡ ምዃኑን።
ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ
ዓ.ሂ 8 (629-630 ድ.ል.ክ)
ካብዚ ክፋል ተወሳኺ
ካልኦት ተኣምራት
ኣብ ጣኢፍ ንረሱሉላህ ﷺ ዝቐረበሎም፣ ዝተሓርደ፣ ዝተጠብሐን ዝተበሰለን መርዛም በጊዕ (ዕየት) «ኦ ረሱሉላህ፣ ኣይትብልዓኒ፣… »
ኣብ ጣኢፍ ንረሱሉላህ ﷺ ዝቐረበሎም፣ ዝተሓርደ፣ ዝተጠብሐን ዝተበሰለን መርዛም በጊዕ (ዕየት) «ኦ ረሱሉላህ፣ ኣይትብልዓኒ፣ ኣነ መርዛም እየ» ኢሉ ምዝራቡ።
ዳዒፍ (ድኹም)
ካልኦት ተኣምራት
መዓልቲ ሑነይን ረሱሉላህ ﷺ ኣብ ኢዶም ዝሓዝዎ እምኒ ተስቢሕን ተቕዲስን ክገብር ከሎ ብሰሓባ ምስማዑ፤ ነቲ እምኒ «ተሰንጠቕ»…
መዓልቲ ሑነይን ረሱሉላህ ﷺ ኣብ ኢዶም ዝሓዝዎ እምኒ ተስቢሕን ተቕዲስን ክገብር ከሎ ብሰሓባ ምስማዑ፤ ነቲ እምኒ «ተሰንጠቕ» ምስ በልዎ ናብ ሰለስተ ክፋል ምምቃሉን ካብ ነፍሲ ወከፍ ክፋል ብፍሉይ ድምጺ ተስቢሕ ምስማዑን።
ዳዒፍ (ድኹም)
ካልኦት ተኣምራት
ኣብ ጂዕራና ምርኮ ክዕድሉ ከለዉ እቶም ዝሓቱ ሰባት ጸቒጦም ንረሱሉላህ ﷺ ኣብ ሓደ ኦም ምጽግዖም፣ እቲ ኦም መደረብታኦም…
ኣብ ጂዕራና ምርኮ ክዕድሉ ከለዉ እቶም ዝሓቱ ሰባት ጸቒጦም ንረሱሉላህ ﷺ ኣብ ሓደ ኦም ምጽግዖም፣ እቲ ኦም መደረብታኦም ስሒቡ ዝባኖም ምሕንጣጡ፤ ንሶም ድማ «ክንዲ ኣእዋም ቲሃማ ዝኣክል ጥሪት እንተ ዝህልወኒ ነይሩ ኣብ መንጎኹም ምመቐልክዎ» ምባሎም፤ ምስ ከዱ እቲ ኦም ወትሩ ማይ ከም ዝተነጽጎ ሓምላይ ኮይኑ…
ዳዒፍ (ድኹም)